Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብስእነት ሰላም ትምህርቶም ኣቋሪፆም ዝነበሩ ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብታ ሃገር ተወሊዑ ብዝነበረ ፀገም ፀፅታ ካብ ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም፣ ዓዲግራትን ወልድያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ተመዲቦም ትምህርቶም እናተኸታተሉ ካብ ሞንጎ ዝነበሩ 726 ተምሃሮ እቶም 270 ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም።
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝተወለዐ ኲናት ተመዛቢሎም ትምህርቶም ክከታተሉ ዘይከኣሉ ተምሃሮ፥ ሚኒሰስቴር ትምህርቲ ናብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ብምምዳብ ትምህርቶም ንኽከታተሉ ምግባሩ ይፍለጥ።
ብመሰረት እዚ 726 ዝኾኑ ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ተመዲኦም ትምህርቶም እናተኸታተሉ ይርከቡ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ካብ ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም፣ ዓዲግራትን ወልድያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ተመዲቦም ትምህርቶም እናተኸታተሉ ዝነበሩ 270 ተምሃሮ ተመሪቖም፡፡
ብኣበበች ኬሻሞን መለሰ ታደለን
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.