Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብዚ ብተወሳኺ 3 ሚኢቲ ኣጣል ኣረኪቡ።

ሓላፊ ኣገልግሎት ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ኣይተ ዳንኤል ግርማ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ክሳብ ዝድምሰስ ሓገዝ ብምግባር ደጀንነቱ ከምዝቕፅል ኣብሪሆም።

ተወካሊ ኣመራርሓ ስራሕ ዘፈር ፋይናንስ ሰራዊት ምክልኻል ብ/ጀ ኣለምሰገድ ወንድወሰን ብግደኦም፥ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምልምል ሰልጠንቲ ናብ ማእኸል ስልጠና ብምልኣኽ ድጋፍ ብምግባር ሃገራዊ ግቡእ እናተዋፀአ ከምዝኾነ ብምግላፅ፤ ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ንዝገበሮ ሓገዝ ምስጋና ምቕራቦም ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.