Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝግም ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሓገዝ ገይሩ።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብዝገበሮ ወረራ ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ኢዩ እቲ ዩኒቨርሲቲ ሓገዝ ገይሩ ዘሎ።

ተሓጋጋዚ ዲን ኩለመዳይ ልምዓት ተምሃሮ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣይተ ጌታቸው ዘውዴ፥ እዚ እዋን ዩኒቨርሲቲታት ሃገራዊ ሓድነት ብተግባር ዘርእዩሉ እዋን ከምዝኾነ ገሊፆም።

ለተፈናቀሉ ወገኖች አገልግሎት የሚውል 100 ከንታል ስንዴ ዱቄት፣ 500 ብርድ ልብስ፣ 500 አንሶላ እና 100 ፍራሽ ወሎ ዩኒቨርሲቲ ተረክቧል።

ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ወሎ ዶክተር ኣፀደ ተፈራ፥ ሓገዝ ንዝገበሩ ዩኒቨርሲቲታት ኣመስጊነን።

ብለባቸው ኣባተ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.