Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተምሃሩኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘምሀሮም ተምሃሩኡ ኣመሪቑ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ዘመረቖም ተምሃሮ 1 ሺሕን 300 ቁፅሪ ዘለዎም ተምሃሮ ኢዮም፡፡

ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 1 ሺሕን 228 ብቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቑ እንትኾኑ፥ እቶም 70 ድማ ብካልኣይ ዲግሪ፤ ክልተ ተመረቕቲ ድማ ብሳልሳይ ዲግሪ ዝተመረቑ ኢዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.