Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 279 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሰለስተ ኮሌጃትን 16 ክፍሊታት ትምህርቲን ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ እናመረቐ ዝርከብ፡፡

ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ሎሚ መዓልቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ 279 ተምሃሮ እናመረቐ እንትኸውን÷ ዋና ግቢ ሚዛን ድማ ፅባሕ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ከመርቕ ኢዩ።

ብተስፋዬ ምሬሳ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.