Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩኒቨርሲቲ መቐለ ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር አገልግሎት ተምሃሮ እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ከሰተ ለገሰ ከምዝገለፅዎ፥ ትፅቢት ካብ ዝግበረሎም 13 ሺሕ ተምሃሮ እቶም ኣብዝሓ ብምሓዝ ኢዩ ምምሃር ምስምሃር ጀሚሩ።

እቶም ተምሃሮ ካብ 1 ለካቲት ጀሚሩ ትምህርቶም ይከታተሉ ከምዘለዉ ድማ ተዛሪቦም።

መምሃሪ ክፍሊ፣ መደቀሲ ተምሃሮ፣ መብሰሊ ምግብን መመገቢ ኣዳራሽን ካብ ኮሮና ንምክልኻል ተሓሳቢ ዝገበረ ኣቐዲሞም ከምዝተዳለዉ እውን ገሊም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.