Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲታት ካልኣይ ዙር ተፈተንትቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ምቕባል ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ካልኣይ ዙር ተፈተንትቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ምቕባል ጀሚረን።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብኽልተ ዙር ዝወሃብ ፈተና 12 ከፍሊ ንክወስዱ 26 ሺሕን 973 ተፈተንትቲ ብሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝተመደቡ ተገሊፁ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቱ ዝፍተኑ ተምሃሮ እውን ሎሚ ናብቲ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ከምዘለዉ ካብተን ዩንቨርስቲታት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ተፈተንትቲ ተፈጥሮ ሳይንስ ካብ 9 ክሳብ 11 ሓምለ 2016 ዓ.ም ብኦን ላይንን ወረቐትን እቲ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ተባሂሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.