Fana: At a Speed of Life!

ዞባታት ምዕራብ ኦሞን ካፋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባታት ምዕራብ ኦሞን ካፋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።

ዞባ ካፋ ልዕሊ 31 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ዝገበረ እንትኸውን÷ እቲ ሓገዝ ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ዞባ ኣይተ ኣስረስ ኣስፋው ንሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ማርታ ሊውጂ ኣረኪቦም።

ብተመሳሳሊ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ልዕሊ 6 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ገንዘብን ገይሩ፡፡

እቶም ዞባታትኣብ ዝቕፅል ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሩዎ ሓገዝ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅል ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.