Fana: At a Speed of Life!

ዝገጠመና ፀለኢ ነቀርሳ ኢትዮጵያ ዝኾነ ፀላኢ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጁንታ ዝረኸቦ ፖለቲካዊ ስልጣን ንሃገሩ ንምፍራስ ዝተጠቐመሉ ኣብ ታሪክ ብሕታዊ ጉጅለ አዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። 

ሐቢሩካ ዝነበረ ሰይጣን በቐሊሉ ኣይንቀልን ከምዝበሃል እየማነ ፀጋም ምርጋሕ ኣይቐርን ብምባል፥ ብርግፀኝነት ጁንት መሊሱ ከምዘይበቁል ተገይሩ ክንቅ ኢዩ አሎም። 

ነዚ ድማ ኩላትና ክንረባረብ ይግበአና ኢሎም። 

ኢትዮጵያውያን ካብ ኣርባዕቲኡ ኩርናዕ ናይቲ ጁንታ ትልሚ ንምፍሻል ተላዒሎም እዮም። 

እዚ ብባዕሉ ዓወት እዩ። ኢትዮጵያውያን ፀላኢኦም መን ሙዃኑ ፈልዮም እዮም። 

ታይ ክገብርዎ ከምዘለዎም ፈሊጦም እዮም። እዚ ድማ ክገብርዎ እዮም። 

እዚ ሓድነት ዘፍርሖም ሓይልታት ንምክፍፋል ዝመሰሎም ነገር ኩሉ ክገብሩ እዮም። ትኹረትና ካብኦም ኣልዒልና ናብ ወገና ክንገብር ሽርሒ ክፍሕሱ እዮም። ንሕና ግን ፈፂምና ኣይንገብሮን። 

ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ንክልላት ሓይሊን ግቡእ ቦተኦም እናሐዙ ኢዮም። ንባዕልትና ዝኣተናዮ ተኹሲ ደው ምባል ቃል እናኽበርና ግቡእ ምላሽ ክወሃቦ ኢዩ።

እንታይ ፣ንምንታይ፣ከመይ፣ኣበይን መዓዝን ክንገብርሮ ከምዘለና ዓብይ ትልሚ ኣለና። ውፅኢቱ ኣብ ቀረባ  ፈታውን ፀላእን ክርኢ እዩ። 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥ 

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana 

 

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

 

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

 

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

 

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.