Fana: At a Speed of Life!

ዝዓነዉ ሆቴላትን መባፅሕቲ ቱሪዝምን መሊስካ ንምጥያሽ ወፍሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ብሞያይ ንሃገረይ” ተባሂሉ ዝተሰየመ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ሆቴላትን መባፅሕቲ ቱሪዝምን መሊስካ ንምጥያሽ ወፍሪ ተጀሚሩ።

እቲ መርሃ ግብሪ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ሆቴልን መሰል መስርሒ መውሃቢ ኣገልግሎትን ኢትዮጵያ ዶክተር ፍትህ ወልደሰንበት፥ ቀንዲ ዕላማ ሆቴላት መሊስካ ናይ ምጥያሽ ተግባር ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እቲ ወፍሪ ኣገልግሎት እቲ ዓውዲ ብስልጠናን ፍልጠትን ናይ ምዝማን ስራሕ ከምዝውስኽ ገሊፆም።

ደብረብርሃን፣ ሸዋሮቢት ፣ ከሚሴ፣ ኮምቦልቻ፣ ደሴ፣ ወልዲያ፣ ላሊበላ፣ ጭፍራን ካሳጊታን ዘካትት ወፍሪ ከምዝኾኑ ትፕኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.