Fana: At a Speed of Life!

ዝኾነ ይኹ ሰብ ፍቓድ እንተይወሰደ ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ብምጥያሽ ገንዘብ ናይ ምትእኽኻብ ዜና ከይሰርሕ ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹ ሰብ ፍቓድ እንተይወሰደ ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ብምጥያሽ ገንዘብ ናይ ምትእኽኻብ ዜና ከይሰርሕ ከምዝተኸልከለ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ።

ካብቲ በዓል መዚ ፍቓድ ዘይብሎም ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ኣጣይሾም፣ ገንዘብ እናተኣኻኸቡ ዝርከቡ ውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ካብቲ በዓል መዚ ፍቓድ ብምውሳድ ናብ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ክኣትዉ ከምዝግባእ እውን ኣተሓሳሲቡ።

እዚ ተግባራዊ ዘይገብሩ ኣካላት ግቡእ ምፅራይ ብምግባር ኣድላዩ ስጉምቲ ከምዝወሰድ እቲ በዓል መዚ ምግላፁ ግዜኢ ፀብጺቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.