Fana: At a Speed of Life!

ዝነበረና ሕልሚ ዋንጫ ዓለም ዋላ ኣይተዓወት ሓዘን ዘይኮነስ ኩርዓት ኢዩ ዝስመዐና- ዋሊድ ረግራጊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝነበረና ሕልሚ ዋንጫ ዓለም ዋላ ኣይተዓወት ሓዘን ዘይኮነስ ኩርዓት ኢዩ ዝስመዐና ክብል ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ  ዋሊድ ረግራጊ ተዛሪቡ።

ሞሮኮ ሓያላት ዝበሃላ ጋንታታት ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምብፅሓ ይዝከር።

ይኹን እንበር ትማሊ ምስ ፈረንሳይ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ 2 ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ዋንጫ ንምውሳድ ዝነበራ ሕልሚ ተኾሊፉ ኢዩ።

ስለዝኾነ ድሕሪ እቲ ፀወታ ምዝዛሙ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ  ዋሊድ ረግራጊ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፥ ዝነበረና ሕልሚ ዋንጫ ዓለም ዋላ ኣይተዓወት ሓዘን ዘይኮነስ ኩርዓት ኢዩ ዝስመዐና ኢሉ።

ነዚ ድማ ዝበለፁ ተፃወትቲ ዝሓቖፈ ሃገራዊ ጋንታ ምውናኑ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.