Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለያ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 17 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 17 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን።

ሚኒስቴር እቶት፣ ጉምሩክ ኮሚሽንን ብሔራዊ ሎተሪ ምምሕዳርን 11 ሚሊየን፣ አለርት ሆስፒታል 6 ሚሊየን፣ ከድር ዓሊ ጄኔራል ትሬዲንግ 500 ሺሕ፣ ኢት ኮንሰልታንት ኢንጂነሪንግ 255 ሺሕ፣ ሶራ ሴክዩሪቲ 106 ሺሕ ብር ኣበርኪተን።

ፌዴሬሽን ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ድማ 200 ሺሕ ብር ዝግመት ብዓይነት ድጋፍ ገይሩ።

ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን  ኢንጅነር ኣይሻ መሓመድን ኮሚሽነር ፕላንን ልማትን  ዶክተር ፍፁም ኣሰፋን እቲ ድጋፍ ንሚኒስትር ዴዔታ መከላከያ ማርታ ሉዊጅ ኣረኪበን፡፡

እተን ትካላት ገብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ይግበር ንዘሎ ሰራዊት ካብ ገንዘብ ብተወሳኺ ብዘለወን ዝተፈላለየ ሙያን ካልኦት ድጋፋተን ኣብ ጎኑ ደው ከምዝብላ ገሊፀን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.