Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለዩ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮኦም ኣመረቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮኦም ኣመረቖም።

ወልቂጤ ዩኒቨርሲቲ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠነም ብቐዳማይን ካልኣይን  ዲግሪ ዘሰልጠኖም 3ሺሕን 237 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡

ሰመራ ዩኒቨርስቲ ድማ 246 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

ብተመሳሳሊ ሚዛን ቴፒ ዩኒቨርሲቲ 969 ተምሃሮ ኣመሪቑ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.