ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ትካላት ጥዕና ዝተውፃእፅኡ ሰራሕተኛታት ዓውዲ ጥዕና፣ ወለንታዊያንን ሰገናትን ተሳቲፎም።
እቲ ማእኸል፥ ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ብዝበለፀ ንክትነቓቓሕ ከምዝገብራ ኣብቲ ዑደት ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ዘላትሉ በርኪ ዕብየት ዝረኣናሉ ኢዩ ኢሎም።
ብቅድስት ኣባተ