Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ብመንግስቲ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት÷ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬን ሚኒስትር ጥዕኛ ዶክተር ሊያ ታደሰን ተሳቲፈን፡፡

እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት እቲ ዞባ ብዘጋጠመ ድርቂ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ሓገዝ ከምዝገበሩ እውን ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.