Fana: At a Speed of Life!

ዝተዛበዐ ተረኽ ኣብ ምምካት ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ክፃወት ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝተኸፈተ ዝተዛበዐ ተረኽ ንደሓር ብምባልን ኣብ ምምካትን  ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽፃወት ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማብራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኢትዮጵያውያን ፅቡቕ ምስሊ ኢትዮጵያ ዘይደልዩ ኣካላት ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዝተበላሸወ ተረኽ ንምፍጣር ኲናት ከምዝኸፈቱ ክዝንግዒ የብሎምን” ኢሎም።

ብመንፅ እዚ ድማ እናተሰርሐ ዘሎ ዝተዛበዐ ተረኽ ንምምካት ሕድ ሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ክፃወት ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ብህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ናይ ባዕልና ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ገሊፆም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.