ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ትካላት ኣብ ምክልኻል ኮንትሮባንድ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ትካላት ኣብ ምክልኻል ኮንትሮባንድ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብንግዲ ኮንትሮባንድ ንሰላምን ድሕንነትን ሃገራር ሓደጋ ዝኾኑ ኣፅዋራት ኲናት ብስፍሓት ይዘዋዋሩ ከምዘለዉ ገሊፆም።
እቲ ዘይሕጋዊ ተግባር ኣብ ምክልኻል ብ5 ትካላት ዝተጀመረ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ብሸነኽ ሞያሌ እንትወፅእ ዝነበረ ጥራ ምረ እኽሊ ነክቕንስ ከምዘኽኣለ ተዛሪቦም።
ሚኒስትር ዴኤታ ፍትሒ ኣይ ፍቃዱ ፀጋ ብግደኦም፥ እቲ ዝተዋደደ ስራሕ ንነዊሕ ዓማውቲ እናተንከባለሉ ዝመፅኡ መዝገባት ክሲ ዕልባት ንክረኽቡ ምግባሩ ሓቢሮም።
ብኣልማዝ መኮንን
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።