Fana: At a Speed of Life!

ዝምድና ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ጣሊያን ዘጠናኽር ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝምድና ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ጣሊያን ዘጠናኽር ዘተ ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ቡሉልታ፥ ብዋና ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ጣሊያን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ዝምድና ኢንቨስትመንት ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣይተ ታረቀኝ፥ ኢንዱስትሪያላዜሽንን ሽግግር መሓዉር ኢኮኖሚን ቀንዲ ኣጀንዳታት ኢኮኖሚ መንግስቲ ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ትካሎም ነቲ ሸቶ ንምዕዋት ኣድላዪ ፖሊሲ ብምውፃእ ተግባራዊ ይገብር ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም።

ኣብ ምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ግደ ሰብ ሃፍቲ ጣሊያን ልዑል ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኩለታት ልምዓትን ፀፅታን ዘምድና ከምዘለወን ምዝራቦም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.