Fana: At a Speed of Life!

ዜጋታት ካብዚ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኣይግበኦምን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተጣየሸ ሓዱሽ መንግስቲ ዝተኻተቱ ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዲኤታታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ ስልጠና ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ሓዱሽ መንግስቲ ዝተኻተቱ ሚኒስትራትን ሚኒትር ዲኤታታትን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝህልዎም እዋን ስልጠና መጀመሪ ስራሕ፣ ብመንፈስ ኣገልጋላይነት ሓላፍነቶም ንኽዋፃእ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ “ናይዛ ዓባይ ሃገር ዜጋታት ካብዚ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኣይግበኦምን” ኢሎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.