Fana: At a Speed of Life!

ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ከይዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ምጅማሩ ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.