Fana: At a Speed of Life!

ዘመትቲ ወረዳ እብናት ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ጎንደር ወረዳ እብናት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራዘመሓላለፎ ፃውዒት ተቐቢሎም ንግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንምቅላስ ናብ ጦር ግምባር ይወፍሩ ኣለዉ።

ግብረ ራዕዲን ወራሪን ጉጅለ ኣብ ክልል ኣምሓራ እንብፀሖ ዝርከብ ግፍዒን መከራን ከብቅዕ ይግባእ፤ ካብ ሕዚ ንደሓር ሓይሊ እቲ ግብረ ራዕዲ ዝሽከም ማእገር የብልናን፤ ሓረስቶት ምፍራይን ወሊዶም ከዕብዩን ዝኽእሉ እቲ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ግብኣተ መሬቱ እንትፍፀም ኢዩ ኢሎም፡፡

እቲ ጉጅለ ደቂ ኣንስትዮ እናቐተለ፣ እናደፈረን ሃፍቲ ሓረስቶት እናዘረፈን ክነብር የብሉን ክብሉ እውን ገሊፆም፡፡

እቲ ግብረ ራዕዲን ወራሪን ሓይሊ ኣብ ሓፂር እዋን ብምስዓር ኢትዮጵያን ህዝባን ናፃ ንምውፃእ ቆሪፆም ከምዝተለዓሉ ተዛሪቦም።

ፍልፍል፦ ግዜኢ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.