Fana: At a Speed of Life!

ዕዳጋ ፍሪያት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ፍሪያት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

ኣካያዲት ስራሕ ኮሙኒኬሽን ኮርፖሬት እቲ ትካል ነፃነት ተስፋዬ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ንምጅማር ዘኽእል ረቂቕ ውዕል ተዳሊዩ ኣሎ።

እቲ ውዕሊ ብምፅዳቕ ኣብዚ ዓመት ዕዳጋ ከምዝጅመር ድማ ተዛሪበን።

እቲ ዕዳጋ ስርናይ ኣብ ዘብቁሉ ከባቢታት ኣብ ዝርከቡ 25 ቅርንጫፋት ዝጅመር ብምዃኑ፥ ሓረስቶትን ኣቕረብቲን ብቐሊሉ ፍሪያቶም ንምቕራብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.