Fana: At a Speed of Life!

ዕዱማት ሆረ ፊንፊኔ ናብ መኽበሪ እቲ በዓል ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 207 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ‘ሆረ ፊንፊኔ’ ዕዱማት እቲ በዓል ናብ ዝኽበረሉ ከባቢ ይኣትዉ ኣለዉ።

ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመፅኡ ዕዱማት እቲ በዓል ብባህላዊ ክዳውንቲን ፀወታን ተዓጅቦም ናብ መኽበሪ እቲ በዓል እናኣተዉ ይርከቡ፡፡

በዓል ኢሬቻ ‘ሆረ ፊንፊኔ’ ፅባሕ ከምዝኽበር ይፍለጥ፡፡

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.