Fana: At a Speed of Life!

ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ሓዊሱ 7 ፕሮጀክታት ኣብዚ ዓመት ክምረቑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ሸውዓተ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ከምዝምረቑ ተሓቢሩ።

እቶም ፕሮጀክታት÷ ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ዓደዋ፣ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ሆስፒታል ዝኽሪ ዘውዲቱ፣ ፕሮጀክት ዓለም ለኸ ኮንቬንሽን ኤግዚቪሽን ሽርክና ኣዲስ፣ ማእኸል ተሃድሶ ኣቃቂ ቃሊቲ፣ ማእኸል ዕዳጋ ሰሚት፣ ቤቴል ማእኸል ዕዳጋን የካ 2 መቖሚ መኪናን ኢዮም።

ህንፀት እቶም ፕሮጀክታት ኣብ በጀት ዓመት 2016 ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ቤት ፅሕፈት ህንፀት ዓበይቲ ፕሮጀክታት ታምሩ ደምሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም፡፡

ብታሪክ ኣዱኛ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.