Fana: At a Speed of Life!

ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ-ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

አዲስ አበባ፣ የካቲት 22፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ተዛሪቦም።

እቶም ኣፈ ጉባኤ መበል መ126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዓድዋ ዝነበረ ወተሃደር ሕብራዊ ነይሩ ኢሎም።

ብኣብዘሓ ተመሳሳሊ ቋንቋ ዘይዛረብ እንትኸውነ ንኹሉ ዘካተተ ኢትዮጵያዊ መፍለዪ ብዘለዎ ፅኑዕ እምነት ዝተዛመደ ከምዝነበረ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ዓድዋ ሓቂ ሒዛ ግፍዐኛታት ዝተዋገአትሉ ኲናት ከምዝነበረ እወን ሓቢሮም።

ዓድዋ ንኢትዮጵያዊ ጥራሕ ዘይኮነስ መላእ ፀሊም ተቓላሳይ ናፅነት ክሳዱ ኣቕኒዑ ንክኸይድ ዘኽኣለ ከምዝኾነ እውን ኣገንዚቦም።

ስነዝኾነ ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ ኢሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.