Fana: At a Speed of Life!

ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዓዲ ሃገራይ ዝርከብ ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ማእኸል መሰልጠኒ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንተግባር ግብረ ራዕዲ ዝመልመሎም ብዙሓት ዕጡቓት እናሰልጠነሉ ይርከብ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.