Fana: At a Speed of Life!

ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከም ሃገር ይምዝገብ ኣብ ዘሎ ምዕባለ ልዑል ብፅሒት ኣለዎ- ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት እተመዝግቦ ኣብ ዘላ ምዕባለ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ ሚኒስትር  ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፥ ኣፈፃፅማ ቀንዲ ቀንዲ ሃገራዊ ሪፎርም ኢኮኖሚን 100 መዓልታት 2017 ዓ.ም ከምኡውን ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017 ዓ.ም ገምጊሙ።

ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ ሃገርና ኣብ ዝሓለፉ 100 መዓልታት ኣፈፃፅማ ብኹሎም ዓውዲታት እተመዝግቦ ኣብ ዘላ ምዕባለ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ልዑል ብፅሒት ኣለዎ ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.