ዓውዲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ብዝተዋደደ ኣገባብ ፍሰትም ምፍናውን ሓበሬታ ንክፍፅም ትፅቢት ይግበር- ዶክተር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተናታት ንምሽጋር ዓውዲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ብዝተዋደደ ኣገባብ ፍሰትም ምፍናውን ሓበሬታ ንክፍፅም ትፅቢት ይግበር ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣተሓሳሲቦም።
ሜዲያታት ክልልን ፌዴራልን ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን የካይዱ ኣለዉ።
እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታ ዝፀንሕ ኡዩ።
ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ክዛተ ኢዩ።
ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ 5 ዓማውቲ ተግባራዊ ዝኸውን ስትራቴጂክ ትልሚ ብምቕራብ ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።