Fana: At a Speed of Life!

ዓውደ ምርኢትን ጉባኤን ኢትዮ ሄልዝ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 8ይ ዓውደ ምርኢትን ጉባኤን ኢትዮ ሄልዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ፡፡

ኣብ መኸፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢትን ጉባኤን ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዓውዲ፣ ኣምባሳደራት፣ ሰብ ሞያ ሕክምናን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡

ካብ 28 ክሳብ 30 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ እንትኸውን÷ ብሄራዊ ተሳትፎ ኣልጀሪያ ሓዊሱ ካብ 12 ሃገራት ዝመፅኡ ልዕሊ 90 ኩባንያታት ተሳቲፎም፡፡

ኣብቲ ዓውደ ምርኢት ምስ 22 ማሕበራት ሞያን ዘፈርን ብምትሕብባር ሞያ መደንፍዒ ስልጠና ከምዝወሃብ ተገሊፁ።

ብሃይማኖት ወንድራድ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.