Fana: At a Speed of Life!

ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ስነ ስርዓት፥ “ቁርኣን-ፍልፍል ፍልጠትን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ቁርኣን ኣብ ልቦነኦም ዝተሸከሙ ሃፌዝ መናእሰይ ንምትብባዕን ቀፃሊ ተካኢ ትውልዲ ንምፍጣርን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ ዋና ሃገራዊ ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀልኣደባባይእ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.