Fana: At a Speed of Life!

ዓቕሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ምጉልባት ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ደቂ ኣኒስቲዮ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ሴሲል መኩሩቡጋ ዘቲየን።

እቲ ዘተ ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታን ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮን  ዝጠመተ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ትካላት ክንክን ህፃናት ምጥያሽ፣ ብጎንፂን ድርቂን ኣብ ዝተጎድኣ ክልላት ዓቕሚ ምፅዋር ደቂ ኣኒስቲዮ ምህናፅ፣ ትካላዊ ስርዓት ምህናፅን ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ተግባራዊ ምግባርን ዝብል ተዛቲየን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.