Fana: At a Speed of Life!

ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣመልኪቱ።

እቲ ሚኒስቴር ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ተከትሎ ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ 2ይ ብርኪ ብምሕታም÷ ልዕሊ 10 ሚሊየን ንክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ከምዘከከፋፈለ እውን ገሊፁ።

ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ንዝካየድ መበል 32 ጉባኤ ትምህርቲ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ቅድመ ምኽክር እናተኻየደ እንትኸውን÷ እቲ መድረኽ ሓፈሻዊ ትምህርቲን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብዝብል ኣብ ክልተ ብምኽፋል እናተሳለጠ ይርከብ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ዕድላት “ራስ ገዝነት” ማሕለኻታቱንዝብሉን ካልኦትን መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዝቐረቡ እእንትኾኑ÷ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተሞክሮ ኣካፊሉ፡፡

ብመራኦል ከድር

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.