Fana: At a Speed of Life!

ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ከምዝሳጥ ተገሊፁ።

እቲ ፎረም፥ “ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ ተባሂሉ።

ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተመስገን ጥላሁን፥ ዕላማ እቲ ፎረም ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንማሕበረሰብ ዓለም ንምፍላጥ ኢዩ ኢሎም።

ኣብቲ ፎረም ልዕሊ 600 ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዓዲ ክርከቡ ኢቶም ተባሂሉ ትፅቢት ከምዝግባር ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.