Fana: At a Speed of Life!

ዓመታዊ ክብረ በዓለ ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ቁልቢን ሃዋሳን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓለ ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ቁልቢን ሃዋሳን ብድምቀት ሃይማናታዊ ስነ-ስርዓት ይኽበር ኣሎ።

ኣብ ቁልቢ እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ በዓል ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ከምዝተረኸቡ ተፈሊጡ፡፡

እቲ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ተኸተልቲ እቲ እምነት ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተኸበረ እንትኸውን÷ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ በፃሕቲ ከምዝተረኸቡ እውን ኣብቲ ቦታ ዝተረኸቡ መሳርሕትና ክዕዘቡ ክኢሎም።

ብመቅደስ ኣስፋው፣ ደብሪቱ በዛብህን በቲያ ኑሬን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.