Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ጉጅለ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መተኣኻከቢ እቶት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉጅለ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መተኣኻከቢ እቶት ኣካይዱ።

እቲ እቶት ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ምምዝባል ዜጋታት እግሪ ንምትካልን ብምኽኒያት ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ንምድጋፍን ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዋሽንግተን ስለሺ በቀለ፥ ገንዘቦም ንምልጋስ ፈቓደኛታት ንዝኾኑ ኣባላት ዳያስፖራ ኣመስጊኖም።

ኣምባሳደር ስለሺ፥ እቲ ዳያስፖራ ኣብ ኩሉ ግንባራት ዘለዎ ተሳትፎ ክብ ንከበል ሓቲቶም።

ብፍላይ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዘሎ ሓቂ ንማሕበረሰብ ዓለምን ኣካላት ፈትሒን ንከረድኡ ምሕታቶም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.