Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ፥ “ኢትዮጵያ ኣተኣማማኒት ፍልፍል ንድልየት ፍሪያት ግብርና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ናይ ኢትዮጵያ ጥራምረ፣ ቅብኣት ኣዝርእቲን ቅመማ ቅመምን ብምድላው ማሕበር ለኣኽቲ፣ ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ብምትሕብባር ዘዳለውዎ ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ ልዕሊ 400 ለኣኽቲ ውሽጢ ዓዲ፣ ኣቕረብቲ እታዎታት ሕርሻን ማሽነሪታትን፣ ኣተሓላለፍቲ ጉምሩኽል ካልኦት ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.