Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና”Mintex”  ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ።

እቲ ኤክስፖ ካብ  ካብ ሎሚ ጀሚሩ በክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ።

ልዕሊ 270 ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ከምዝሳተፉ ተሓቢሩ።

ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ ኩባኒያታት ኣብቲ ኤክስፖ ምስታፎም ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዕደና ነክርእዩን ኢንቨስት ንክገብሩን ዝሕገዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ መኽፈቲ ስነስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወቅር ዘውዴ፣ ሚኒስትር ማዕድን  ኢንጂነር ታከለ ኡማ፣ ካልኦት ሚኒስትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልልትን ምስታፎም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.