Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ቤት ዕዮ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ቤት ዕዮ ተመሪቑ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስጋኑ ኣርጋ፣ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል መንሱር ቢን ሙሳላምን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እቲ ህንፃ ኢትዮጵያ ምስ እቲ ትካል ዘለዋ ምትሕብባር ክብ ንምባል ዝጠቅም ኢዩ ተባሂሉ።

#Ethiopia

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.