Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ትካላት ወለንታታት ብሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ ኣብ ኩዲ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉን ዝተጎድኡን ወገናት እናጣየሹ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ወለንታታት ብሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ ኣብ ኩዲ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉን ዝተጎድኡን ወገናት እናጣየሹ ይርከቡ።

እቶም ትካላት ኣብ ጎንደር፣ ደባርቕን ዳባትን ምስ ዝርከብ ብሚኒስቴር ሰላም ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ ዝተጎድኡ ወገናት መሊስካ ኣብ ምጥያሽ ከምዝርከቡ ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.