Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሉሲ(ድንቅነሽ) ዝተረኸበትሉ መበል 50 ዓመት  ክብረ በዓል ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ልዕሊ 200 ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም።

ሓድጊ ሉሲ ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ኢትዮጵያ መድረ ቀደምትነትን ሐዚ ዝተሰርሑ ስፍራታት በፃሕቲን ንዓለም ንምፍላጥ ብዘኽእል መገዲ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ከምዘሎ ይፍለጥ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.