ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም።
እቶም መዳርግቲ ልምዓት ዝተሳተፍሉን ኣብ ሴኔጋል ዳካር ዝተሳለጠን መበል ካልኣይ ጉባኤ ምግቢ ኣፍሪካ ትማሊ ተዛዚሙ።
ኣብቲ ጉባኤ ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ቀረመት ዳቦ ነክትከውን ብምውዳድ ክንሰርሕ ኢና ኢሎም።
እቲ ትልሚ ተግባራዊ ንምግባር ድማ ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ምእታዎም ካብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።