Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም (ዝሕታለ ዕቤት ኣእምሮ) ብብርኪ ዓለም ንመበል 10ይ ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 6ይ ግዘ ተኸቢሩ።

እቲ መዓልቲ ካብ ደምበል ሲቲ ሴንተር ክሳብ ፋውንዴሽን ኣብ ዘሎ ቦታ ጉዕዞ እግሪ 1 ኪሎ ሜትሮ ብምግባር ኢዩ ተኸቢሩ።

ኣብቲ ጉዕዞ እግሪ መስራቲ ፋውንዴሽን ዲቦራ ኣባዱላ ገመዳን ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኡርገጌ ተስፋየን ታሳቲፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.