Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብብርኪ ሃገር ንመበል 48 ግዘ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንደቂ ኣንስትዮ ነብቅዕ፣ ሰላምን ልምዓትን ነረጋግፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብብርኪ ዓለም ንመበል 113 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 48 እናተኸበረ ይርከብ፡፡

እቲ ዕለት ምኽንያት ብምግባር ቅድም ክብል ብዝተጀመረ ጎስጓስ ንፀገም ተቓላዕቲ ወገናት ሓገዝ ክዳውንቲ፣ ምግቢን መሕለዊ ፅሬትን ከምዝተገበረ ተገሊፁ፡፡

እቲ ዕለት ካብ ምኽባር ሓሊፉ ንማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ከምኡ እውን ንፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተቓልዓ ደቂኣንስትዮ ሓገዝ ምግባር ከምዝግባእ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣመልኪቱ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.