Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መበል ራብዓይ ኣኼባ ኮሚቴ ቀጣና ኣፍሪካ ኣልያን ሶላር ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መበል ራብዓይ ኣኼባ ኮሚቴ ቀጣና ኣፍሪካ ኣልያን ሶላር ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ኣኼባ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብኣካል ዝራኸባሉ ፈላማይ መድረኽ አነትኸውን፥ ምስ ሚኒቴር ማይን ኢነርጂን መነገስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ሕብረት ዶክተር ኣጃይ ማቱርን ሓዊሱ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ፣ ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ፣ ጊኒ፣ ጋና፣ ማሊ፣ ጊኒ ቢሳው፣ ኮሞሮስን ሶማሊያን ተሳቲፎም፡፡

ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝፀንሕ እቲ መድረኽ ክሳብ ሐዚ ዝነበሩ ከይዲታት ስራሕን ዝተረከቡ ውፅኢታትን ብዝምልከት ዘተ ከምዝግበረሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.