Fana: At a Speed of Life!

ዑደት ዳያስፖራ ዘተሓባብር ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ መፈለምታ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዘካይድዎ ዑደት ዘተሓባብር ጉጅለ ልኡኻት ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።

እቲ ጉጅለ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሓለፍቲ ስራሕ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ገይረሙሉ።

ቤት ምኽሪ ተግባር ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብ ዘደለዎ “እንቁጣጣሽ ኢትዮጵያ የፍቅር ጉዞ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ገብሪ ካብ ወርሒ ጳጉሜን ክሳብ 15 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።

ሎሚ መዓልቲ ናእ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ድማ እቲ መርሃ ግብሪ ዘተሓባብሩ ሽዱሽተ ኣባላት ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ቤት ምኽሪ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.