Fana: At a Speed of Life!

ውድድር ጒያ “ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም” 23 ሰነ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጒያ “ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም” 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ምስ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ዓብዪ ጒያ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኣብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)፥ ካብ ስፖርት ዝበለፀ መርኣያ ሰላም፣ ዴሞክራሲ፣ ሓድነትን ሕውነትን የለን ኢሎም።

እቲ ጉያ መርኣያ ሰዓራይነት መንፈስ ኢትትዮጵያ ከምዝኾነ ብምሕባር፥ እቲ መንፈስ ንሰላም ምጥቃም ከምዘድሊ ኣፅንኦት ሂቦም።

ዜጋታት ባዕሎም ንባዕሎም ንባልም ንክፋለጡ፣ መንፈስ ሓድነት ንክምዕብልን ሓድነት ንክጥንክርን ዝዓለመ ከምዝኾነ እውን ምዝራቦም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.