Fana: At a Speed of Life!

ውድብ ጥዕና ዓለም ንትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንኣገልጋሎት ጥዕና ክልል ትግራይ ዝውዕል ናውቲታት ሕክምና ብሓገዝ ከም ዝሃበ ተገሊፁ።

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብልዕሊ 5 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ 105 ዓራት ዝርከብዎም ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ከምዝተረከበ ኣፍሊጡ።

ውድብ ጥዕና ዓለም ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ዝህቦ ሓገዝ ቀፃሊ ምዃኑ ከምዝገለፀ ኣብቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.