Fana: At a Speed of Life!

ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝወሰኖ ኣዝዩ ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንክኣቲን ኣብቲ ከባቢ ንኣዋርሕ ዝፀንሐ ኲናት ደው ክብልን ከምዝድግፍ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።

ሰንበት ኣብ ዝተሳለጠ ፍሉይ ኣኼባ ቦርድ ኣፈፃሚ ስራሕ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዝቐረቡ ሓሳባት ብዝዝታይ ከምዝተስማዕመዐ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

እስራኤልን ሃማስን ብሰንኪ ዝገብርዎ ዘለዉ ኲናት ክሳብ ሐዚ 18 ሺሕ ፈልስጢማዊያን ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እቲ ፀብፃብ የረድእ።

ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ኣይተ ዳንኤል ተኸስተ፥ ኢኮኖሚ ክልል ትግራይ ንክብርኽን ኣብቲ ክልል ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ ድርቂ ንምክልኻልን እቲ ባንኪ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.