Fana: At a Speed of Life!

ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ተሳተፍቲን ተረኺቦም።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.